ቂሐ-ጽልሚ ምስ ስነ-ጥበባዊ ሰለሞን ባይረ፡- ብዛዕባ ናይ ኣመሪካ ዑደቱን ደርፍታቱን ከምኡ`ውን ብዛዕባ ሓዉ ኣብርሃም ባይረ ኣዋጊዑ`ሎ

Solomon Bayre 2

ሰለሞን ባይረ ካብ መንጎ ንፈስቲቫል ትግራይ ንኣመሪካ ዝመጹ ጉጅለ ባንድ`ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ`ዚ ቐረባ ዓመታት ተሰማዒ እናኾነ ዝመጸን ክሳብ ሽልማት ዝበጽሐን ስነ-ጥበባዊ`ዩ።

ሰለሞን ባይረ

ሰለሞን ወዲ ባይረ፡ ብዛዕባ ሓዉ ኣብራሃም ባይረ -ወዲ ባይረ`ውን ኣውጊዑ`ሎ።

ምሉእ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ምስ ሰለሞን ባይረ