ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ

`የኑረነቢ ማህደር` ትብል መጽሓፍ ኣብ`ዚ ቅንያት`ዚ ዘውጽአ ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ሎሚ`ውን ከም `የቡርቃ ዝምታ` 'የጋዜጠኛው ማስታወሻ` ዝበላ ሸውዓተ መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ፡ ብመንጽር ብዝሒ ዘሕተሞም መጻሕፍቲ ኣብ ንኡስ ዕድመ ዝርከብ ደራሲ`ዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ- ምስ ደራሲ ተስፋዬ ገብረአብ

`የኑረነቢ ማህደር` ትብል መጽሓፍ ኣብ`ዚ ቅንያት`ዚ ዘውጽአ ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ሎሚ`ውን ከም `የቡርቃ ዝምታ` 'የጋዜጠኛው ማስታወሻ` ዝበላ ሸውዓተ መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ፡ ብመንጽር ብዝሒ ዘሕተሞም መጻሕፍቲ ኣብ ንኡስ ዕድመ ዝርከብ ደራሲ`ዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ-1ይ ክፋል

ካልኣይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ