ማሕበር ኤርትራውያን ምትሕግጋዝ ሕሙማት ካንሰር ኣብ ካርቱም ሱዳን-2ይ ክፋል

Eritrean group to assist cancer patients in khartoum sudan

ኣብ ካርቱም ሱዳን፡ ማሕበር ኤርትራውያን ምትሕግጋዝ ሕሙማት ካንሰር ዝብል ማሕበር ኣሎ። ዕላምኡ ነቶም ካብ ኤርትራ ንዝሓሸ ሕክምና-ካንሰር፡ ናብ ሱዳን ዝኸዱ ግዳያት፡ ብሞራልን ንዋትን ንምሕጋዝ`ዩ።

Feseha Ghebrehiwet

ነቲ መደብ ካብ መንጎ ዘተሓባብሩ 2ተ ሰባትን፡ ሓንቲ በቲ ሕማም ትሳቐ ዘላን፡ ኣብ`ዚ መደብ ተዓዲሞም ኣለዉ።

ስነ-ጥበባዊ ፍስሃ ገብርሂወትን ብካንሰር ትሳቐ ዘላ ሰናይት ኣሕፈሮምን ካብ ካርቱም`ዮም፡ ካብ`ዚ ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ድማ ፡ ካብ ካንሰር ዝደሓነት ይርጋኣለም ተስፉ ኣላ።

yeirgalem tesfu cancer survivor

ካብ ዝሓልፈ ሰሉስ ዝቐጸለ ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡-

Your browser doesn’t support HTML5

ካልኣይ ክፋል ምስ ኣተሓባበርቲ ሓገዝን ግዳይን