ዋሽንግተን —
ዘኖፊብያ ማለት ኣብ ልዕሊ ዘይ-ደቂ-ዓዲ ዝበሃሉ ዝግበር መጥቃዕቲ ዳግም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክረኣይ ጀሚሩ`ሎ ።
ኣብ`ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ብናይጀርያውያን ብኢትዮጵያውያን ብሶማሊያውያን ከምኡ ብፓኪስታናውያንን ካልኦት ዜጋታትን ዝውነኑ ኣብያተ-ንግዲ ዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ኣብ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ደወል ደዊሉ`ሎ፡ ካብ መንግስቲ ግን ብዙሕ ትኹረት ኣይረኸበን ፖሊስ`ውን ዝኣሰሮ የለን ።
ብዛዕባ እዚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዳግማይ ክረአ ጀሚሩ ዘሎ ጽልኢ ዘይደቂ ዓዲ ምስ ክልተ ተቐማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ቃለ-መጠይቕ ብዛዕባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዳግማይ ዝረኣይ ዘሎ ጽልኢ ዘይደቂ ዓዲ