ግብረ ሽበራ ክቓላዕ (3ይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ንገለ ክፋላት ናይጀርያ ኣብ ዝተቖጻጸረሉ እዋን ኣብታ ሃገር ዝገደፎ ሞትን ዕንወት ጥራይ’ዩ እዚ ኹሉ ድማ ብስም ሃይማኖት’ዩ ዝፍጸም ብስም እቲ ሰላም ዝእምነቱ ሃይማኖት እስልምና!
Your browser doesn’t support HTML5