ሬሳ ኣስታት 74 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምርኻቡ ተሓቢሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ናይ ሊብያ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሬሳ ኣስታት 74 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝረኸቡ ሎሚ ሶሉስ ኣፍሊጦም።
እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ ሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ኣስታት 630 ዝኾኑ ስደተኛታት ሎሚ ሶሉስ ካብ ማያት ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኑ ሓቢሩ።