ቪኦኤ ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራስን ተዋሳእትን ፊልም `ጸጸር`

Mereb Estifanos at VOA Studios

ብተኸታታሊ ብ27 ክፋላት ክትመሓላለፍ ዝኸረመት “ጸጸር” ዘርእስታ ዓባይ ፊልም ዝሓለፈ ቐዳመ-ሰንበት ተወዲኣ`ላ። ካብ ምፍታዎም ዝተላዕለ ክትቅጽል ኔርዋ ዝብሉ ውሑዳት ኣይኮኑን።

ንምዃኑ ፊልም ጸጸር ዘሕለፈቶ ቐንዲ መልእኽትታት እንታይ`ዩ? ኣብ ግጭታትን ኣፈታትሕኦምን ዝነበረ ስራሕ ማዕረ ኽንደይ ብሉጽ ኔሩ?

Mereb Estifanos at VOA`s Studios

ኣብ`ታ ፊልም ዝተዋስኡ ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ብዙሓት`ኳ እንተኾኑ፡ ንክልተ ምስ ደራሲ ኣዘራሪብና`ለና።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ብዛዕባ ፊልም ጸጸር

Debessay Weldu