ደርቅን ጸጥታን ቀዳምነት ዝስራዕ ጉዳይ`ዩ ይብል ሓዲሽ ፕረሲደንት ሶማል

ሓዲሽ ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ "ፈርማጆ"፡ ኩነታት ጸጥታ ሶማል ንምምሕያሽን ኣብ`ታ ሃገር ኣንጠጥዩ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምክልኻልን ቀዳምነት ሰሪዐ ክሰርሕ`የ ይብል።

"ኣብ ምልእቲ ሶማል ገዚፍ ደርቂ `ሎ። እዚ ድማ ጥምየት ኸስዕብ`ዩ። ስለዚ ህዝብና ንኸይጉዳእ ኣህጉራዊ ሬድኤት ክንሓትት ኢና "

ኣብ 2011 ዝተራእየ ደርቂ፡ ኣብ ሶማል ልዕሊ 250 ሺሕ ህዝቢ ከምዘህለቐ ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ደርቅን ጸጥታት ቀዳምነት ዝስራዕ ጉዳይ`ዩ ይብል ሓዲሽ ፕረሲደንት ሶማል