ቂሐ-ጽልሚ ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን ( 2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን

መብራህቱ ሰለሞን(መብሬ) ካብ መንጎ ናይ`ዚ ዘመና ኣዝዮም ህቡባት ስነ-ጥበባውያን`ዩ።

ኣብ ኮሚዲያዊ ስራሓቱን ፈጠራዊ ክእለቱን ኣብ ብዙሓት ከምፍሉይ ይርኣይ። “ኣብ ውሽጢ`ቲ ድራማ ነብስኻ ኣእቲኻ ብስምዒት ክትወሓጥ ግድን`ዩ" ይብል መብራህቱ ብዛዕባ ፍሉይ ክእለቱ ክገልጽ ከሎ። ኣተሓሒዙ “ናይ ህዝቢ ግብረ-መልሲ ክትርእይ ከለኻ፡ ማዕረ ክንድኡ ድየ ኢልካ ነብስኻ ትሓትት" ይብል ካብ ህዝቢ ንዝቐርበሉ ኣድናቖት ክገልጽ ከሎ።

ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሐ-ጽልሚ ምስ ኮመዲያን መብራህቱ ሰለሞን ( 2ይ ክፋል)