ሓጎስ ብርሃነ ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተዓዲሙ ኔሩ፡ ግርማይ ገብሩ ድማ እንዳ ሜስ ዘወር ኢሉ ኔሩ

ሓጎስ ብርሃነ

ነባር ሙዚቀኛን ድምጻውን ሓጎስ ብርሃነ ዝሓለፈ ሰንበት 6ይቲ ኣልብሙ ኣብ ዝመረቐሉ እዋን ብዝሕ ዝበለ ሰብ ተሳቲፉ ኔሩ።

hagos berhane

ኣብ 80`ታት ካብ ኣእምሮ ሰማዕቲ ዛጊድ ዘይሃሰሳ ዜማታት ዘፍረየ ሓጎስ ብርሃነ፡ ንነዊሕ ዓመታት ደርፊ ከይዘርግሐ ምጽንሑ ኣብ ኣድነቕቱ ሕቶታት ከልዕል ከምዝጸንሐ ባዕሉ ከይተረፈ ዝምስክሮ`ዩ። ንሎሚ ናብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተዓዲሙ `ሎ።

ካልእ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ቂሐ-ፅልሚ፡

Hagere Selam

ግርማይ ገብሩ ናብ ሃገረ ሰላም ዶግዓ ተምቤን ተጓዒዙ ዘዳለዎ መዘናግዒ`ዩ- ንኽልቲኡ ትሕዝቶታት ኣብ ምልክት ድምጺ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሔ ጽልሚ ብዛዕባ ሓጎስ ብርሃነን እንዳ ሜስ ሃገረ ሰላምን