ፈነወ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ምክትል ሚኒስተርን ሓላፊ ክፍሊ ዲሞክራሲ፡ ሰብ ኣዊ መሰላትን ዕዮን ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቶም ብዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ፡ ቃለ-መጠይቕ ምስ ስነጥበባዊ ሓጎስ ብርሃነ ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና