ፈነወ ትግርኛ
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ንዝኽሪ ገዲም ፍሉጥ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግር በረኸት ዘሚካኤል ዝተዳለወ መደብ፡ ዘተ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየደ ብወዛ ካቢነ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ
Your browser doesn’t support HTML5