ፈነወ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ።ጸብጻብ ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ምዕፋን ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ እዋን ተቓውሞ፡ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዘተ ምሁራን ኣብ ፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ