ፈነወ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ንድሕነት ጋዜጠኛታት ዓለም ዝጣበቕ ትካል ብብዝሒ ጋዜጠኛታት እሱራት ግብጺ ቀዳመይቲ፡ ኤርትራ ካልኣይቲ ኢትዮጵያ ድማ ሳልሳይቲ ደረጃ ይሕዛ ክብል ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ገሊጹ ነዚ ብዝምልከት ጸብጻብ፡ ንማህበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ኤርትራ ዝድሕስስ መደብ