ርክብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ምስ ናይ ጃፓን መዘንኦም ፉሚኖ ኪሽዳ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚኒስቴር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ከተማ ሊማ ፔሩ ንዝካየድ ዋዕላ ኤስያ ፓሲፊክ ናይ ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምስታፍ ሎሚ ሊማ ኣብ ዝኣተወሉ ምስ ሚኒስቴር ወጻኢ ጉዳያት ጃፓን ፉሚኖ ኪሽዳ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።