ዛዕባ ምርጫ ኣመሪካ 2016

ንፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ 2016 ብዝምልከት ሓጸርቲ ዜና፡ምስሊን ቪድዮን ኣብ ዓምዲ ዛዕባ ምርጫ ኣመሪካ 2016 http://bit.ly/2eHHJUn ተኸታተሉ።

እዚ ዓምዲ ዛዕባ ምርጫ ኣመሪካ 2016 እዚ ኣብ በበይኑ ቦታታት ኣብ ጉዳይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዘተኮሩ ፍጻመታት እናተኸታተለ በበግዚኡ ዝሕብር ገጽ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ እዩ።