ኣብ ኣስመራ ኤርትራ በዓል መስቀል ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ዝበለ ሪፖርተር ብርሃነ በርሀ፡ ሓዳሽ ፈጻሚት ጉዳይ ኢምባሲ ኣመሪካ ናታሊ ብራውን ትርከቦም ዲፕሎማሰኛታትን በጻሕቲ ሃገርን ተረኺቦም ኔሮም ይብል።
ኣብ ዓድግራት ኢትዮጵያ`ውን መስቀል ከምዝተኸብረ ዝገለጸ ወኪልና ግርማይ ገብሩ፡ ምስ ሓንቲ ነቲ በዓል ዝገልጽ ባህላዊ ኣልባሳት ተኸዲና ሕጊ ትራፊክ ኣብ ምኽባር ተዋፊራ ዝነበረት ሰበይቲ ኣዕሊልዋ`ሎ።
ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5
ቂሔ ጽልሚ ብዛዕባ መስቀል
meskel Asmara