ንኽልተ ሰሙናት ኣብ ቐጽሪ ኤክስፖ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ ምዝዛሙ ምኽንያት ብምግባር፡ ወኪልና ብርሃነ በርሀ፡ ነቲ ዝነበረ ባህላዊ ጸወታታት ኣተኩሩ ዝተዓዘቦ ልኢኹ`ሎ።
ግርማይ ገብሩ ብወገኑ፡ ብዛዕባ ኣብ እዋናት`ዚ ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ ኣመልኪቱ፡ ብርክት ዝበላ ደቀንስትዮ ኽሊ ትግራይ ኣዘራሪቡ`ሎ። " ነቲ ንቡር ባህሊ ኣሸንዳ ዘይመልክዑ ዝህብ ሓደሽቲ ነገራት ይቀላቐሉ ኸይህልዉ " ይሻቐላ።
ምሉእ ፕሮግራም ቂሐ ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5