ቂሐ-ጽልሚ፡ በርሀ ጊለ-መሸሽ፡ ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ውዒሉ

Berhe Ghele in VOA offices

ኣብ ብህሊ ዝያዳ ይነጥፍ፡ ናይ ዋጣ ክእለቱ`ውን ካብኡ ዝብገስ ይመስል። ብንኡስ ዕድመይ ምስ ሓዝክዋ`የ ይብል። ምስ ግዜ ግና ናብ ክራር እናዘምበለ ዝኸይድ ዘሎ ይመስል። ካብ ባህላዊ ጸወታን ጓይላን ብተወሳኺ `ውን`ውን ካልእ ብሉጽ ተውህቦ`ለዎ። ብማሰን ኣውሎን ከምኡ`ውን ብዛንታ ቐዳሞት ከሺኑ ዘቕርቦ ኣዘናጋዒ ላዛታት ንተዓዘብቲ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእቲዩ ሰሓቕ ዝድርጉሕ ሓይሊ`ለዎ።

ኣብ ድምጺ ኣመሪካ ንኹሉ ዕላላት መሸሽ ዝኸውን እኹል ግዜ የለን። ብዝኾነ ግን ስነ-ጥበባዊ በርሀ ገለ ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ኮይኑ ውዒሉ`ሎ፡ ቂሐ ጽልሚ ተፈደሉ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ቒሐ-ጽልሚ ምስ ስነ-ጥበባዊ በርሀ ገለ