ቂሔ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ስነ-ቅርስን ወግዒ ምስ ዓበይትን፡ ካብ ኣስመራን መቐለን

Eritrea-International Conference-2-07-22-16

ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት: ኣብ ሆቴል-ኣስመራ-ፓላስ ክካየድ ዝቐነየ ኣህጉራዊ ዋዕላ መጽናዕቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዝቐረቡ 130 ወረቓቕቲ ክትዕን ዘተን ድሕሪ ምክያድ ሎሚ ዓርቢ ተዛዚሙ`ሎ።

ካብ መንጎ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዘቕረቡ ሓደ፡ ዶ/ር ዮሴፍ ልብሰ-ቃል፡ዲረክተር ጀነራል ሃገራዊ ቤተ-መዘክር ኤርትራ፡ ነቲ ጉባኤ ክከታተሎ ንዝቐነየ ወኪልና ብርሃነ በርሀ ቃለ-መጠይቕ ሂቡ`ሎ።

Haleka Abraha

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ ጽልሚ፡ ናይ መቐለ ወኪልና ግርማይ ገብሩ፡ ምስ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓዲ እንደርታ ኣዋጊዑ`ሎ። ምሉእ ፕሮግራም ቂሔ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሔ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ስነ-ቅርስን ወግዒ ምስ ዓበይትን፡ ካብ ኣስመራን መቐለን