ራድዮ ኣሜሪካ፡ ኮምሽን መርማሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኤርትራ ንዘቕረቦ ጸብጻብ ንሪኢዮ ኣለና ክብሉ ምኽትል ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርክ ቶነር ኣፍሊጦም ሰነ 10, 2016 Your browser doesn’t support HTML5