ቂሔ-ጽልሚ፡ ኤፍረም በላይ ተዓዲሙ`ሎ፡ ንምዃኑ “ተጋይሸ “ ትብል ደርፊ መን`ዩ ዋንኣ? ኣብርሃም ገብረመድህን`ውን ጸዊዕናዮ`ለና

Efrem Belay

ኤፍረም በላይ ብ`ተጋይሸ` ትብል ኣሰሓሓቢት ዜማ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሎሚ ድማ ሓንቲ ጥዕምቲ ዜማ ዘርጊሑ`ሎ። “ ተጋይሸ “ ትብል ደርፊ ግን ናቱ ድያ? መንግስተኣብ ገብረጊኦርጊሽ`ከ? ኣብርሀት ዓብዱ`ኸ ብኸመይ ደረፈታ?

ምስ ኤፍረም በላይ፡ ብመጠኑ ድማ ምስ ኣብርሃም ገብረመድህን ኣዕሊልና`ለና-ምስጥዑም ዜማታት፡

ኣብ`ዚ ብምጥዋቕ ቂሐ-ጽልሚ ኣስተማቕሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሔ ጽልሚ ንምስማዕ