ሂላሪ ክልንተን ወግዓዊ ፕረሲደንታዊ ሕጽይቲ ዲሞክራት ንምዃን ዘኽእላ ነጥቢ ጨቢጣ

APTOPIX DEM 2016 Clinton

ሚንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ዝነበረት ሂላሪ ክልንተን፡ ኣንጻር ወዲ ፓርታ ዝኾነ ሰነተር በርኒ ሳንደርስ ክተገብሮ ዝጸንሐት ውድድር ናብ መወዳእትኡ ዝቐረበ ይመስል። እቲ ኣንጻር ሕጹይ ሪፓብሊካን ዝወዳደር ሰብ ፡ ኣብ`ቲ ዝመጽእ ወርሒ ዝካየድ ዋዕላ ዲሞክራሲያዋን ብወግዒ ዝስመ`ኳ እንተኾነ፡ ሂላሪ ክሳብ ሎሚ ዝኣከበቶ ቁጽሪ ወከልቲ ህዝቢ ብቐጥታ ከርቁሓ ዝኽእል`ዩ።

በርኒ ሳንደርስ ብወገኑ፡ እቲ ግጥም ኣይተወደአን ይብል።

ዝርዝሩ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

U.S Politics