ቆጵሮስ 3 ኤርትራውያንን ሓደ ተወላዲ ማእከላይ ኣፍሪቃን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ሃገራ ተጣይስ

Your browser doesn’t support HTML5

ቆጵሮስ ሰለስተ ኤርትራውያንን ሓደ ተወላዲ ማእከላይ ኣፍሪቃን ስደተኛታት ሓተቲ ዑቕባ ንምጥያሶም ካብ ኢጣልያ ተቐቢላ። እዞም ስደተኛታት ኣካልቲ ብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝተኣታተወ መስርሕ ምጥያስ ስደተኛታት ካብ ኢጣልያን ግሪኽን ናብ ካልኦት ሃገራት እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ የካቲት ብተመሳሳሊ መደብ ካብ ሃገራት ዒራቕ ሶርያን ኤርትራን ዝተዋጽኡ ስደተኛታት ሓተቲ ዑቕባ ካብ ግሪኽ ምቕባላ ብተወሳኺ ተፈሊጡ።