ዝተሓብአ ሃብቲ መራሕቲ ሃገራትን ብልሽውናኦምን ዘቃልዕ ሰነድ ካብ ሓደ ናይ ፓናማ ትካል ምውጽኡ ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

እቲ ካብ ኣብ ፓናማ ዝርከብ ሞሳክ ፎንሴካ ዝተባህለ ናይ ሕጊ ትካል ዝወዘ 11 ሰነዳት ወግዓዊ ዝኾነ ብጉጅለ ሓባራዊ ዓለም-ለኸ ናይ መርመራ ጋዜጠኛታት(ICIJ) ኮይኑ፡ እቲ ሰነድ ብዙሓት ሰብ-ጸጋ ዓለም፡ መራሕቲ ሃገራት፡ ፍሉጣት ውልቀ-ሰባት ግብሪ ከይከፍሉ፡ ብልሽውናኦም ከይፍለጥን እገዳታት ከመይ ከምዝጠሓሱን ሃብቶም ከም ኣብ ፓናማ ዝኣመሰሉ ሃገራት ብኸመይ ይሓብኡ ዘጋልጽ ሰነድ ምኳኑ ተፈሊጡ’ሎ።