ዋሺንግተን —
ኣቦ-መንበር`ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሃገራዊ ባይቶ ኣቶ ሑሴን ከሊፋ፡ ዝሓልፈ ቀዳም ኣብ ካርቱም ብሓይልታት ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝወዓለ፡ ሓደ ኣባል መሪሕነት ተቓወምቲ: ካብ ኣዲስ ኣበባ ንቪኦኤ ነጊሩ።
ካልእ ኣባል መሪሕነት ኣቶ ዓብዱላሂ ሓሞዳይ`ውን ምስኡ ኣብ ሱዳን ከምዝተኣስረ ይግለጽ ኣሎ።
ሱዳን ነቶም መራሕቲ ተቓወምቲ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ንኸየተረክቦም ብዙሕ ንጽዕር ኣለና ይብል እቲ ምንጪ ካብ ኣዲስ ኣበባ።
Your browser doesn’t support HTML5
Eritrean Opposition leader Husien Kelifa