ስሉሳዊ ርክብ አብ ጉዳይ ምህናጽ ግድብ ኣባይ
Your browser doesn’t support HTML5
ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ፡ሱዳንን ግብጽን ብዛዕባ እቲ አከራካሪ ኮይኑ ዝጸንሓ ምህናጽ ናይ ህዳሴ ግድብ ኣባይ ንምዝታይ ትማሊ ሰንበት አብ ካርቱም, ሱዳን ተራኪቦም ኔሮም።
Your browser doesn’t support HTML5