ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶር ኣብርሃም ኣማኒዮስን ሮበል ተክለኣብን፡ ብዛዕባ ኣብ መጥቃዕቲ ካሊፎርንያ ዝሞተ ኣቶ ኢሳቅ ኣማኒዮስ

Interview about shooting victim Issac Amanios

ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርንያ ብመጥቃዕቲ-ተኹሲ ካብ ዝተቐተሉ 14 ግዳያት ሓደ: ኤርትራዊ ኣቶ ኢሳቅ ገብረስላሰ ኣማኒዮስ`ዩ።

ወዲ 60 ዓመት መዋቲ ኢሳቕ ገብረስላሰ ኣማኒዮስ፡ ከም ተቖጻጻራይ ከባቢያዊ ጥዕና ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣቦ ሰለስተ ቆልዑት በዓል-ሓዳር`ኔሩ።

ሓዉ ዶ/ር ኣብርሃም ኣማኒዮስን ዞምኡ መንእሰይ ሮቤል ተኽለኣብን ንድምጺ ኣመሪካ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Interview about shooting victim Issac Amanios