“ምስታ ዘይተወልደት ውላደይ ንክመውት ተዳልዬ ነይረ” ሶማልያዊት ስደተኛ አደ

Your browser doesn’t support HTML5

እዛ ሶማላዊት አደ ካብቶም አብ ማእከላይ ባሕሪ ብናይ መርከብ ጀርመን ዝተረድኡ 435 ስደተኛታት ሓንቲ እያ። ቁሩብ ሰዓታት ድሕሪ ረድኤት መርከብ ጀርመን እዛ አደ አብታ መርከብ ንጓላ ሶፍያ ተገላጊላ። ነቲ አጸጋሚ ጉዕዞን ዝተሓላለኸ ኩነታት ጥንሳን አብታ መርከብ ጀርመን ክትወልድ ከላ ዝነበረ ኩነታትን ንጋዜጠኛ ድምጺ አሜሪካ ብከምዚ ትገልጽ።