ጸሓፊ ሃገራዊ ምክልኻል ሓደጋ ኣቶ ምትኩ ካሳ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ኣይሊፍ ብምዃን ኣብ ዝሃብዎ ወግዓዊ መግለጺ፡ ሕጂ ዘድሊ ዘድሊ ዘሎ ረድኤት $596.4 ሚሊዮን ዶላር ምብጽሑ ገሊጾም።
እቲ ቁጽሪ ተጸበይቲ እናወሰኸ ምኻዱ ስግኣት ከም ዝሓደሮም`ውን ተጠቒሱ`ሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ክሕግዝ ጸዊዑ`ሎ።
ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ተጸበይቲ ረድኤት 8.2 ሚሊዮን በጺሑ