ቃለ-መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ክብራ ተወልደ ኣብርሃም

Kibra Abraham3

ደራሲት ክብራ ኣብርሃም፡ ወነንቲ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ባዕልና ምዃና ክንፈልጥን፡ ከም ህዝቢ ምንባር ክንሓስብን ግድን`ዩ ትብል

" ነጭ ሸማ " ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ኣብ ታሪኽን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ኣተኩራ ዝተጻሕፈት`ያ። ክብራ ኣብርሃም ኣብ`ዚ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራውያን ዘይተሳተፍዎ ታሪኽ ዞባና የለን ትብል።

ሕጂ ዘድልየና ግን፡ ኣብ ፍልልያትና ከየተኮርና ከም ሓደ ህዝቢ እናሓሰብና፡ ንዝምጽእ ወለዶ ስንቂ ኾይና ምሕላፍ`ዩ ትብል።

Kibra Abraham2

Your browser doesn’t support HTML5

Kibra Abraham

ደራሲት ክብራ፡ ብዛዕባ ክብርታትን ጽባቐን ታሪኽን፡ ከምኡ`ውን ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ጸቒጣ ትዛረብ።

ምሉእ ቓለመጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡