ቪኦኤ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ-ዮሃንስን

ካብ ኣስመራን መቐለን ክልተ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ብዛዕባ ትርጉም ኣውደኣመት መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።

ግርማይ ገብሩ ድማ፡ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ብዛዕባ ኩነታት ዕዳጋ ካብ መቕለ ልኢኹ`ሎ።

መምህር መኮነን ተስፋይ ካብ ክ/ግዝኣት ሚቺጋን ከኣ ሆያ ሆዬ ኢሉልና`ሎ፡ ንኹሉ ኣብ`ዚ ዝቕጽል ምልክት ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ኣውደ-ኣመት