ንመጽናዕቲ ሳዕቤናት ግድብ ህዳሴ ተደናጉዮ ዘላ ኢትዮጵያ`ያ ንዝብል ብግብጺ ዝቐረበ ክሲ፡ ኢትዮጵያ ጌጋ ኢላቶ

ሓላፊ ኮሚቴ ተክኒክ ግድብ ህዳሰ እንጅነር ጌደዎን ኣስፋው፡ ምኽንያት ናይ`ቲ ምድንጓይ፡ እቶም ክልተ ኣማኸርቲ ኩባንያታት ስለዘይተሰማምዑ`ዩ ይብሉ።

ብወገን ኢትዮጵያ ግን ናይ ምድንጓይ ስራሕ የለን-ኢሎም ብምውሳኽ። ሰበ-ስልጣን ግብዚ ብዛዕባ`ቲ ምድንጓይ ንሚዲያ ምዝራቦም`ውን ካብ`ቲ ውዕል ወጻኢ ምዃኑ ጠቒሶም።

ብመሰረት ናይ ግዜ ሰሌዳ ክሳብ ዝሓለፈ ቀዳም መስከረም 5ተ `ዩ እቲ መጽናዕቲ ጽልዋ ግድብ ህዳሴ ክቐርብ ኔርዎ ግን ኣይቀረበን፡

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Egypt-Ethiopia-dam