ኣብ ግሎባላዊ ፈስቲቫል ኣውሮራ 2015 ዝተሳተፈት ኤርትራ፡ ናይ`ዚ ዓመት ናይ ኣፍሪቃ ውኪል ኮይና ክተቕርብ`ውን ተመሪጻ

Aurora Global Festival 2015

ፈስቲቫል ኣውሮራ ኣብ ዙርያ ዓለም ንዝርከቡ ባህልታት ብምስትንጋድ በብዓመቱ ዝካየድ በዓል`ዩ።

ኤርትራ ዝሓለፈ ዓመት ክትሳተፍ ኣይተፈቕደላን። ሎሚ ዓመት ግን፡ ኣብ ቦኽሪ ተሳትፎኣ፡ ወኪል ኣፍሪቃ ተባሂላ`ውን ተመሪጻ።

ብወገን ምምሕዳር ከተማ ኣውሮራ፡ ንተሳታፍነት ኤርትራ ዘተሓባበረት ትዕግስቲ ማእከለ፡ ዝሃበቶ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrean Community in the city of Aurora