ጽባሕ ቐዳም በዓል ኣሸንዳ ይኽበር ኣሎ ኣብ ክሊ ትግራይ
ነቲ ጉባኤ ቛንቋን ባህልን ብሌን ካብ ዝወደቡን ኣብ`ቲ ኣብቲ እዋን መጽናዕታዊ ወረቐት ዘቕረቡን፡ ኣቶ ፍስሃጽዮን ዘሚካኤል፡ ዶ/ር ክፍለማርያም ሓምደን ኣቶ ፍጹም ኣስፈሃን ይርከብኦም።
Bilen Conference 3
ብዛዕባ ዕላማን ውጽኢትን`ቲ ጉባኤ ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮም ኣለና፡ ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
ካልእ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ቀሪቡ ዘሎ፡ ኣብ መቐለ ንኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ዝምልከት`ዩ
ኹሉ ኣብ`ዚ ኣለኩም
Your browser doesn’t support HTML5
ባህሊ ብሌንን ኣሸንዳን ዝምልከት ፕሮግራም