ካብ ኤርትራ ዝመጸት ጉጅለ ባህሊ ምርኢታት ክተካይድ ቀኒያ ኔራ
ናይ 2015 ፈስቲቫል ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲ ዝሓልፈ 7-9 ነሓሰ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ውጽእ ኣብ ዝበለ ኣኒ-ኣሩንደል ዝብሃል ከባቢ ግዝኣት መሪላንድ ተኻይዱ ኔሩ።
ካብ ከተማ ውጽእ ኢሉ ኣብ ክፉት መናፈሲ ጎልጎል ክካየድ ንኻልኣይ ዓመቱ`ዩ።
ኣብ`ቲ ሰፊሕ ሜዳን ኮረብታን ዝተፈላለዩ ባህላዊ ቁሸታትን ኤግዚቪሽናትን ተዳልዩ ኔሩ።
Eritrean Festival 2
ሰሚናራትን ስፖርታዊ ንጥፈታትን ከምኡ`ውን ባህላዊ ጸወታት ኣካል ናይቲ ፈስቲቫል ኔሩ።
ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5
Eritrean Festival Washington DC 2015