ስነ-ጥበባውያን ኣሮን ክብረኣብ ካብ ላስቬጋስ፡ ኣሸናፊ ጫካ ካብ መቐለ, ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ

A woman holds balloons as she participates in the first Gay Pride Parade in Beersheba, Israel.

ኣሮን፡ ሓዳሽ ናይ መርዓ ደርፍታት ዝሓዘት ሲዲ ዘውጸኤ ክኸውን ከሎ ፡ኣብ ወጻኢ ንዝዓብዩ ትጠቅም መጽሓፍ`ውን ጽሒፉ`ሎ። ኣሸናፊ`ውን ተወሳኺ ናይ ስእልን ቅብኣን ሞያ ኣለዎ

ክልቲኦም ከም ጊታር፡ ክራር፡ ዋጣ ዝበሉ መሳርሕታት ሙዚቃ ይጻወቱ።

ኣሮን፡ ሓዳሽ ናይ መርዓ ደርፍታት ዝሓዘት ሲዲ ዘውጸኤ ክኸውን ከሎ ፡ኣብ ወጻኢ ንዝዓብዩ ትጠቅም መጽሓፍ`ውን ጽሒፉ`ሎ። ኣሸናፊ`ውን ተወሳኺ ናይ ስእልን ቅብኣን ሞያ ኣለዎ

ኣሮን ክብረኣብን ኣሸናፊ ጫካን ኣብ`ዚ መደብ ቀሪቦም ጥዑም ጸወታኦም ኣስሚዖም ኣለዉ።

ኣብ`ዚ ጠዊቕኩም ስምዕዎም፡

Your browser doesn’t support HTML5

መደብ ቂሔ-ጽልሚ