ኢትዮጵያዊ ዳውድ መሓመድ ዓሊን ኤርትራዊ ተስፋይ ገብረስላሰን ንዕድላት ማንደላ ፕሮግራም ተጠቒሞም ናብ ኣመሪካ ዝመጹ`ዮም
ኤርትራዊ ተስፋይ ገብረስላሰን፡ ኢትዮጵያዊ ዳውድ መሓመድን ኣብ`ቲ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ዘበገስዎ ፕሮግራም መንእሰያት ኣፍሪቃ ዝሳተፉ ዘለዉ`ዮም።
Ethiopian Dawd Mohammed at YALI 2015
ሃገራትና ንምሕጋዝ ዝክኣለና ክንገብር ኢና ዝብሉ ክልቲኦም መንእሰያት መራሕቲ፡ መንእሰያት ኣብ ክንዲ ንደገ ዝጥምቱ፡ ኣብ ዓዳቶም ኮይኖም ዓቕሞምን ፍልጠቶምን ኣወሃሂዶም ክሰርሑ ባይታ ክመቻቸወሎም ከምዝግባእ ተላብዮም።
Eritrean Tesfay Ghebreslasse at YALI 2015
ናብ ሃገራቶም ምስ ተመልሱ፡ ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ዝቕሰምዎ ትምህርትን ተመክሮን ተጠቒሞም፡ ኣብ ምርግጋእ ስደት እጃሞም ከምዘበርክቱ`ውን ቃል-ኣትዮም ኣለዉ።
ምስ ክሊቲኦም ዝተገብረ ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
Your browser doesn’t support HTML5
Ethiopian and Eritrean Mandela Washington Fellows