ኣሰልጣኒ ሃገራዊ ጋንታ ዮናስ ዘካርያስ እንታይ ይብል

Hero welcome

ብዓሰርተታት ኣሸሓት ዝቑጸር ህዝቢ ከተማ ኣሰመራን ከባቢኣን፡ ዝሓለፈ ቐዳም፡ ነቶም ኣብ ቱር-ዲ-ፍራንስ ታሪኻዊ ተሳትፎን ዓወትን ዘመዝገቡ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዳንኤል ተክለሃይማኖትን መርሃዊ ቕዱስን ናይ ጅግና ኣቀባብላ ጌሩሎም።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዮናስ ዘካርያስ

Your browser doesn’t support HTML5

Hero welcome for Tour De France Cyclists