ናይ ደቡብ ሱዳን ናይ መጨረሻ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝመፅእ 17 ታሕሳስ 2015 ንኽፍረም ኢጋድ-ፕላስ ወይ እንትድመር ዝተብሃለ ኣደራዳሪ ጉጅለ ግዜ መዲቡ።
እቲ ጉጅለ ብፍሉያት ልኡኻት ኢጋድ ዝተዳለወ ረቂቕ ሰነድ ስምምዕ ኣፅዲቑ’ሎ።
እቲ ረቂቕ ሰነድ ንተፃረርቲ ደቡብ ሱዳን ፅባሕ ክውሃብ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
TIG-IGAD-PLUS-South-Sudan-
South Sudan