1ይን 2ይን ክፋል ክትዕ ኤልሳ ጭሩምን ፈቨን ስዩምን ኣብ ጉዳይ ጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ ምሰላት ኤርትራ

ብቤት-መኽሪ ሰብኣዊ ምሰላት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ኮሚሽን፡ ኣብ ኤርትራ ከቢድ በደላት ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ምሕባሩ ይፍለጥ።

ኤርትራ ብወገና፡ ነቲ ሓቀኛ ኩነታት ኤርትራ ዘየገናዘበ፡ ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎ`ዩ ኢላ ትነጽጎ።

ኤልሳ ጭሩም ካብ ሎንዶን ተሓላቒት ሰብኣዊ መሰል ምዃና ትገልጽ። "ንብዙሕ ዓመታት ባዕለይ ክእክቦ ዝጸናሕኩ ቃለ-ምስክርነት ስለዘሎ፡ ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ጸብጻብ ሰኒዳ ናብ ዓለም ስለዘቕረበቶ ምሉእ ደገፈይ ኣለዎ"

ፈቨን ስዩም ድማ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝዓበየት ኣብ ኮሚኒቲ ኤርትራውያን ትነጥፍ ዜጋ ምዃና ትገልጽ፡ "ነቲ ትካል ሕቡራት ሃገራት ንባዕሉ ዝጸርፍ ሪፖርት`ዩ"

ቀዳማይ ክፋል`ቲ ክትዕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ኤልሳ ጭሩምን ፈቨን ስዩምን

Your browser doesn’t support HTML5

2ይ ክፋል ክትዕ ኤልሳ ጭሩምን ፈቨን ስዩምን