ኣብ ዓድግራት ብዛዕባ ቋንቋ ትግርኛን ኩነታቱን ዝዘራረብ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ ኔሩ። ኣብኡ ኣቶ ግርማይ ገብረጻድቕ ንኣጠቓቕማ ቃላትን ሓረግን ትግርኛ ዝምልከት ሓደ ኣብነት ኣቕሪቡ ኔሩ።
ንሱ ንሓዉ ድምጻዊ ገብረዝጊኣብሄር ገብረጻድቕ ግጥምታት ይደርስ ከምዝነበረ ይገልጽ።
ምስ ግርማይ ገብሩ ኣዋጊዑ`ሎ ንከታተል፡
Your browser doesn’t support HTML5
ቂሐ ጽልሚ ምስ ግርማይ ገብረጻድቕ