ምሕረተኣብ ሳንድሮ ካብ ጀነቫ-ጋሻ ቂሐ ጽልሚ

Sando

ስደት ትብል ደርፊ ሳንድሮ ካብ መንጎ ብዝለዓለ ደረጃ ዝስማዓ ዘለዋ ዜማታት 2015 ኮይና`ላ

ምሕረተኣብ ገብረዝጊ ኣብ ስዊዘላንድ ዝቕመጥ ኤርትራዊ መንእሰይ`ዩ። ሳንድሮ ተባሂሉ ድማ ይጽዋዕ።

ንሱ ዝደረፋ`ስደት` ትብል ነጸላ ዜማ፡ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ብዝልዓለ ደረጃ ካብ ዝስምዓ ዘለዋ ደርፋታት ሓንቲ ኾይና`ላ። ንናብራ ስደት ዝገልጽ ግጥሚታታ`ውን ዝያዳ ሓይሊ ከምዝሃባ ይርኣይ።

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ ጽልሚ ጋሻ ኾይኑ ቀሪቡ`ሎ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Mihreteab Sandro+