ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ 4ተ ኤርትራውያን፡ ኣብ ጉዳይ ጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ይካትዑ

Samson

ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ክምርምር ብናይ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ዝተመዘዘ ኮሚሽን፡ ኣብ ኤርትራ ከቢድ መግሃስቲ ይፍጸም ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ከምዘውጽአ ክሕበር ጸኒሑ`ሎ። ይኹን`ምበር ካብ መንግስቲ ብርቱዕ ተቓውሞ ከምዝቐረቦ ይፍለጥ። ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘሎ ርእይቶ`ኸ?

በረኸት ዮውሃንስ ካብ ዊኒፐግ ካናዳ፡ ዳንኤል ተወልደ ካብ ቦስቶን፡ ሳምሶን ረደኣብን ዳንኤል መሓሪን ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ`ዮም። ኣብ ተቐባልነትን ተኣማንነትን`ቲ ጸብጻብ ብርእይትኦም ይፈላለዩ፡ ገሊኦም ድማ ይሰማምዑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrean Oppostion debate Human rights