ቂሔ-ጽልሚ፡ ምድግጋም ፊደላት ትግርኛ ዝብል ኣርእስትን ምስ ድምጻዊ ሰለሞን ይኩኖኣምላክ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕን ኣቕሪባ`ላ

Kaleidoscope

እዞም ተደጋገምቲ ፊደላት ማለት ፡ ሰ፡ ሠ: ጸ፡ ፀ ፡ሀ፡ ኃ፡ ዝብሉ ፊደላት ኣብ ትግርኛ የድሉ`ዶ?

ክልተ ሰባት ይካትዕሉ፡

ካልእ ትሕዝቶ፡ ምስ ድምጻዊ ሰለሞን ዪኩኖኣምላክ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣሎ፡

ምሉእ ፕሮግራም ቂሐ-ጽልሚ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Kaleidoscope