ዮናታን አለም ተኸስተ - ዕዉት ተማሃራይ ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ

Yኦናታን አለም ተኸስት

ወርሓት ግንቦትን ሰነን ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ተማሃሮ ካልኣይ ብርኪን ዩኒቨርስታትን ዝምረቅሉ ወቅቲ'ዩ።

ኣብ ክፍለ ግዝኣት ነብረስካ ከተማ ሊንኮን ምስ ወለዱ ዝነብርን ናብዚ ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝመፁ ገና ክልተ ዓመት ዝገበሩን ዮናታን አለም ብዝለዓለ ሽልማት ተመሪቁ'ሎ። -

Yonatan Alem Tekeste

ዕዉት ተማሃራይ ዮናታን'ን ኣብኡ አቶ ኣለም ተኸስተ ናይ ሎሚ ኣጋይሽ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ኮይኖም'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ- ዮናታን አለም ተኸስተ