ስንብታ ብላተር ኣርባዕተ መዓልቲ ድሕሪቲ ንመበል ሓሙሻይ ግዜ ንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ማለት ፊፋ ክመርሕ ምምራጹ ብወግዒ ተፈሊጡ።

ፊፋ ብብልሽውና ተቖማጢዑ ዝብሉ ክስታት ብሰፊሑ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ክዝርጋሕዩ ጸኒሑ።