`ኣብ ትግራይ 6ተ ፖሊቲካዊ ውድባት ኣብ ምርጫ ክሳተፉ`ዮም` ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ምርጫ ክሊ ትግራይ

ETHIOPIA ELECTION

ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ክልተ ቕነ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ትግራይ ንመረፃ ዘድሊ ምስንዳእ ከምዝተወገነ በት ፅሕፈት ቦርድ መረፃ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።

ልዕሊ ክልተ ሚልየን መረፅቲ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ሽዱሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ድማ ክነሓንሑ እዮም።

ግርማይ ገብሩ ንሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ንኣይተ ወልደጀወርግስ በላይ ሓቲቱ ዝረኸቦ ሓፂር ፀብፃብ ልኢኹ’ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ምርጫ 2015 ኣብ ክሊ ትግራይ