ኤርትራዊት ፊልም " ቬሎ " ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ሂዩስተን ወርቂ ተዓዊታ

ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሐት " ቬሎ " ፊልም ኣብ`ቲ ናይ ሂዩስተን ፈስቲቫል ብምስታፍ ወርቂ ተዓዊታ`ላ።

ኤርትራ ኣብ`ቲ ፈስቲቫል ክትሳተፍ ካብ ትጅምር 3ተ ወርቅን ሓደ ፕላቲዩምን ተዓዊታ`ላ።

ዲረክተር ቬሎ ፊልም ዳንኤል ተስፋማርያም ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ቐሪቡ`ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሐ ጽልሚ ምስ ዲረክተር ፊልም ቬሎ