ዕላምኦም፡ ኣብታ ቅድሚ 13 ዓመታት ብይን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋህበላ ዕለት ምኽንያት ጌሮም፡ ሚያዝያ 13 2015፡ ኣብ ጀነቫ ብምእታው፡ ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት መልእኽቲ ንምሓላፍ ምዃኑ እቶም ብሽክለኛታት ገሊጾም ኣለዉ
25 ኤርትራውያን-ኤውሮጳውያን ብሽክለኛታት፡ ካብ ሽወደን ተበጊሱ ጀነቫ ዝፍጸም ናይ 1700 ኪ.ሜ ጉዕዞ ንምግባር ሎሚ ሚሸት ካብ ስዊዲን ተበጊሶም ኣለዉ።
April-13-GIRL
ዕላምኦም፡ ኣብታ ቅድሚ 13 ዓመታት ብይን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋህበላ ዕለት ምኽንያት ጌሮም፡ ሚያዝያ 13 2015፡ ኣብ ጀነቫ ብምእታው፡ ንሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት መልእኽቲ ንምሓላፍ ምዃኑ እቶም ብሽክለኛታት ገሊጾም ኣለዉ፡
April-13-solo
ምስ ቢንያም ኣስመላሽ፡ኤደን ታረቀን ቢንያም ምስግናን ሚለና ቢንያምን ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5
Eritrean Cyclists for Apr.13